እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ቀንዲ ትሕዝቶታት
Published
ንባብ: 1 ደቓይቕ
- ብሰንኪ ኣብ ዶብ ሞያለ ዝተፈጥረ ግጭት ንሓደ ወርሒ ኣብ ኢትዮጵያ ተዓጺዮም ዝጸንሑ ልዕሊ 300 ኬንያውያን መራሕቲ መካይን፡ ናብ ሃገሮም ከም ዝተመልሱ ማዕከናት ዜና ኬንያ ገሊጸን።
- ምኒስተር ዜና የማነ ገብረመስቀል "ብመንጽር ዋዛ" ብዝብል ኣብ ዝሃቦ ግብረመልሲ፡ "ሕሱር ሓሶታትን ኣታላሊ ሽጣራን" ክብል ንመደረ ኣቢይ ኣሕመድ ነቒፉ።
- 'ባባ ፈሪሐ ኣለኹ' - ኣብ ትሕቲ መጥቃዕቲ ድሮናት ሑቲ እትርከብ ሪያድ