ዓበይቲ ፍጻመታት 2020

መግለጺ ቪድዮ, ዓበይቲ ፍጻመታት 2020
Published

2020 ካብ ህዝቢ ዓለም ምሉእ ዘጨነቐ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ክሳብ ኣብ ኣውስትራልያ ልዕሊ ሓደ ሚእቲ ቢልዮን እንስሳት ዝቐተለ ባርዕ ጫካ ዝተኸሰተሉ ዓመት ነይሩ።